Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኢኳቶርያል ጊኒ ቴዎዶሮ ኦቢያንግ ንጉሜ ዘትዮም።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ካብ ኣፍሪካ፣ ካሪቢያንን ፓስፊክን መራሕቲ ትካላት ምንግስቲ ጎና ጎኒ ዘተ ምክያዶም ገሊፆም።
ኣብ ዘትኦም ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ዝምድናን ምትሕብባርን ዝጠናኸረሉ መንገድታት ዘተኮረ እዩ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.