ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 500 በዓል መውሊድ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሎም።
እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪን ትሩፋትን ንኽኸውን ካብ ልበይ ይምነ ክብሉ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!