Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሐካዪዴ ሂቺሌማ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ሐካዪዴ ሂቺሌማ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን ጉባኤ ጣልያን ኣፍሪካን ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ምስ በፅሑ ብሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ምርግጋፅ ዘላቒ ማይን ፅሬትን፤ ምዕዋት ሸቶታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕን ድሕሪ ፅባሕን ክካየድ እዩ።
ብመራኦል ከድር
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.