ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት ዲፕሎማሲያ ዑደት ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስተር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋይ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡