118ኛው የመከላከያ ሠራዊት ቀን እየተከበረ ነው
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 118 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ዘይትድፈር ሃገር ዘይብዳህ ሰራዊት” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ኣብቲ ክብረ በዓል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሉሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ምክልኻል ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድን ተረኺቦም።
ካብዚ ብተወሳኺ ጄኔራል መኮንናት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ኦንላይን ሚዲያ ምክልኻል ንፋና ዲጂታል ገሊፁ።