Fana: At a Speed of Life!

2ይ ዞባዊ ጉባኤ ሓለዋ ጥዕና እፅዋትን እንስሳትን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ 2ይ ዞባዊ ጉባኤ ሓለዋ ፅሬትን ጥዕናን እፅዋትን እንስሳትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡

ንክልተ መዓልቲ ዝካየድ ጉባኤ በዓል መዚ ሕርሻ ኢትዮጵያን ማሕበር ለኣኽቲን ኣፍረይቲቲን ሆርቲካልቸር ኢትዮጵያ ብሓባር ዘሰናድኡዎ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ዞባ ኣብ ሓለዋ ንፅህናን ጥዕናን እንስሳትን እፅዋትን ዘለዉ ማሕለኻታትን ዕድላትን ቀሪቦም ኣብቲ ጉባኤ ልዝብ ክግበረሎም ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ፤ ኢትዮጵያ ፍርያታት እፅዋትን እንስሳትን ብዝተወደበ ሓበሬታ ንመሓዝ ዘኽእል ኣገልግሎት ኢፋይቶ ኣጀሚራ።

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.