Fana: At a Speed of Life!

6ይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)21 ኣባል ሃገራት ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ  (ኮሜሳ) ዝሳተፋሉ ሻድሻይ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስ ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡

እቲ ምርኢት ንግዲ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፣ምክትል ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሳልማ ማሊካን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ኮሜሳን ብዕሊ ኣጀሚሮምዎ።

ከም ፀብፃብ ግዜኢ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ምርኢት ንግዲን ኮንፍረንስን፤ ልዕሊ 200 ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ስራሕተንን ፍርያተንን ኣቕሪበን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.