Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘቲዮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ኣብ 2027 ዓ.ም.ፈ ብግቡእ ዝውክል ኮፕ32 ብምድላው ብሓባር ኣብ ንሰርሖም መገዲታት ዘቲና ኢሎም፡፡

ሕቡራት ሃገራት ንኮሚሽን ኢኮኖሚክ  ኣፍሪካ ኢሉ እውን እቶም ዋና ፀሓፊ ምስ ጉጅለኦም ብምዃን ኮፕ32 ዕውት ንክኾን ዓብዩ ግደ ከምዘበርከቱ ይተኣማመን ክብሉ ገሊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.