9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዓሳ ተከፋፊሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ።
ሚኒስትር ዲኤታ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን እንስሳትን ፍቕሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤ ትሩፋት ሌማት ንዕብየት ፍርያት ዓሳ ልዑል እጃም የብርክት ኣሎ፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ ዓሳ ካብ ተፈጥራዊ ቃላያት ብተወሳኺ ኣብ ሰብ ስራሕ ቃላያት ውፅኢት ምርካቡ ኣረዲኦም።
ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ፍርያት ዓሳ ንምዕባይ 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ ምክፍፋሉ ተዛሪቦም፡፡
ብመላኩ ገድፍ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook www.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!