Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ዘኽታማት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ህያብ ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ዘኽታማት መውዐሊ በዓል ዝኸውን ህያብ ኣበርኪቶም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነናብገዝኦም ብኣካል ተረኺቦም ደጋፊን ተንከባኻቢን ዘይብሎም ኣረጋውያን፣ ጉድኣት ኣካልን ብፀገም ምኽንያት በዓል ንምሕላፍ ንዝተፀገሙ ዜጋታት ኢዮም ህያብ ኣበርኪቶም ዘለዉ።

እቲ ህያብ ድማ ዘይቲ፣ በጊዕ፣ ሕሩጭ ከምኡ እውን ሽጉርቲ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ህያብ ብተወሳኺ፥ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም።

ብኣልዓዛር ታደለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.