Fana: At a Speed of Life!

እቲ ኮሚሽን ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ህያብ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጰጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ሓዱሽ ዓት ምኽንያት ብምግባር ሪፈራል ሆስፒታል ፖሊስ ፌዴራል ሕክምነኦም እናተኸታተሉ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ህያብ ኣበርኪቱ።

ኮሚሽነር ጀነራል እቲ ኮሚሽን ደመላሽ ገብረሚካኤል ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ትካል ከምኡ እውን ሰብ ሞያ ጥዕና ኣብቲ ሆስፒታል ተረኺቦም ካብ ዝተፈላለዩ ወፍሪ ቀጠናታት መፂኦም ሕክምና እናተኸታተሉ ንዝርከቡ ኣባላት ፖሊስ ጎብኒዮም፡፡

ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሸ ገብረሚካኤል፥ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ነቶም ኣባላት ፖሊስ ገንዘባዊ ሓገዝ ብምብርካት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ምምሕልላፎም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.