ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ መዓልቲ ካብ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ እናካየደ ይርከብ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፤ “ካብ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ጀሚሩ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቁልፊ ሃገራዊ ጉዳያት ከምኡ እውን ኣብ ፓርቲ ተኮር ጭብጢታት ብምድሃብ ንዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት ስሩዕ ኣኼባኡ ከካይድ ኢዩ” ኢሎም።