Fana: At a Speed of Life!

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።

ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊ ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማኑኤል ኤርቦ ኣመዝጊቡዋ፡፡

መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ እንትቕፅል ቀትሪ ሰዓት 9 ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ከምኡ እውን ምሸት ሰዓት 12 ስሑል ሽረ ምስ ፋሲል ከነማ ክራኸባ ኢየን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.