ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዕላማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዝተፋላለዩ መደባት ተኸቢሩ።
ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ ዕለት ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም።
እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኸቢሩ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook FBC Tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!