Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት  ዝምግባ ማእኸላት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት  ተረባሕቲ ኮይኖም ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር።

ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከመዝበልዎ፥ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን ንፀገም  ተቓላዕቲ ዝኾኑ ክፋላት ማሕበረሰብ ተረባሕቲ ይገብራ ኣለዋ።

ብመሰረት እዚ ኣብታ ከተማ ልዑል ደገፍ ዝደልዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ መዓልቲ ሓደ ጊዘ ኣብተን ማእኸላት ኣገልግሎት ምገባ ይረኽቡ ኣለዉ ኢሎም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብታ ከተማ 26 ማእከላት ምገባ ተስፋ ብርሃን ምህላወን ብምሕባር፥ ኣብተን ማእኸላት 36 ሺሕን 600 ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

Website www.fanamc.com/tigrigna

Facebook FBC Tigrigna

YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna

Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.