Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም – ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም  ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተመራማሪ ዝኾኑ ዳርእስከዳር ታየ (ዶ/ር)።

እቶም ተመራማሪ ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ባህሊ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ምትእምማን ንምህናፅ ዘተን ልዕልነት ሓሳብን ወሰንቲ ኢዮም ኢሎም።

ገቢር ነበብነት ዓለም ለኻዊ ኣተሓሳስባ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ናይ ምድማር ኣተሓሳስባ ንህንፀት ትካላት ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ከምዘሎ ኣብሪሆም።

ዕጥቂ ተሓንጊጦም ዝቃለሱ ሓይልታት ብሙሉኦም ብምኽኒያት  ስብራት ሕሉፍ ታሪክ ፖለቲካና ዝነበረ ጫፍ ዝረገፀ ብሄርተኝነት ዘጋውሑ ከመዝኾኑ ተዛሪቦም።

ብሄኖክ በቀለ

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.