Fana: At a Speed of Life!

ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባምንጭ ከተማ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡

ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ኣርባምንጭ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ታምራት እያሱ ኣመዝጊቡወን።

ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ብሕታዊት ሸቶ ፍሬው ሰለሞን ኣመዝጊቡዋ፡፡

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.