Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም።

መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ተረኺቦም ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀደማይ ፈረቓ ዓመት 2018 ዓ.ም መንግስቲ ከቕርቡ ኢዮም።

ብተወሳኺ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ከምዝህቡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.