Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 48 ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ፡፡
እቲ ኣኼባ “ምርግጋፅ ዘላቒ ቀረብን ፅሬትን ማይ ምዕዋት ሸቶታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ክካየድ ፀኒሑ፡፡
ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ሓባራዊ ድልየት ዘለዎም ፖሊሲ ጉዳያት ዘተሓባብርን ውሳነ ዝህብ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምዝታዩ ተገሊፁ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ኣኼባ ብሄራዊ ረብሓታታ ዝሕሉ ኣጀንዳታት ምቕራባ ተገሊፁ።
ብሰለሞን በየነ
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.