Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ መጥሐኒ እምኒ ፈሓም ኣርጆ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ልዑል ግደ ይፃወት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋብሪካ መጥሐኒ እምኒ ፈሓም ኣርጆ ካብ ወፃኢ ይኣቱ ዝነበረ ዝተጥሓነ እምኒ ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምምላእ ኣብ ኢትዮጵያ ልምዓት ኢንዱስትሪ እቲ ዓውዲ ልዑል ግደ ይፃወት ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ እቲ ፋብሪካ ንኢንዱስትሪታት ሲሚንቶ፣ ሓፂንን ኮንስትራክሽንን ኣድላዪ እታወት ጥረ ኣቑሑት ዘቕርብ ኢዩ ኢሎም።

ካብዚ ብተወሳኺ እቲ ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ሓለዋ ከባቢ ብምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ከምተዕቢ መርአያ ከምዝኾነ ኣመልኪቶም።

ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna

ፌስቡክ Www.facebook.com/tigrignafana

መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna

ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡

ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.