ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግማይ ብኹርዓት ክጥጥዕ ኣኽኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንልዕሊ ሓደ ዘመን ተቐቢሩ ዝፀንሐ ዓወት ዓድዋ ዳግም ክጥጥዕ ኣኽኢሉና እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ከንቲባ ኣዳነች ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ምስ ስራዊት ምክልኻል፣ ሚኒስትሪ ባህልን ስፖርትን ብምትሕብባር ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ነበርቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ንግሆ ኣብ ዝክሪ ዓወት ዓድዋ ብዓብዩ ድምቀትን ከምዝተኸበረ ሓቢረን።
እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን እንዃዕ ንመላእ ፀለምቲ ህዝብታት ኩርዓት ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብሰላም ኣብፀሐኹም ኢለን፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!