Fana: At a Speed of Life!

መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ መራኸብቲ ሓፋሻት ብዛዕባ ሃገራዊ ዘተ መሰረት ገይሮም ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡
እቲ ኮሚሽን ምስ ኣመራርሓታት መራኸብቲ ትካላትን ሰብ ሞያታትን ቀፃሊ ስራሕ ኮሚሽንን ተሳትፎ መራኸቢ ሓፋሻት ዙርያ ዘተ ኣካይዶም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣምባሳደር ማሕሙድ ድሪር ኣብቲ እዋን፤ ሚዲያታት ስራሕቶ እቲ ኮሚሽን ስራሕቲ ንህዝቢ ኣብ ምብፃሕ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ብግቡእ ክዋፃእ ምፅንሑ ኣረዲኦም፡፡
ኣብ ቀፃሊ መራኸቢ ሓፋሻት ንከይዲ ሃገራዊ ዘተ ሓላፍነት ብዝተመልአ መልክዑ ብስፍሓት ክፅብፅቡ ፃውዒት ቀሪቡ።
ኮሚሽን ኮሚሽነር ዮናስ ኣዳዬ (ዶ/ር) ብወገኖም፤ ንተሳተፍቲ ፀብፃባት ዘተ ብዝምልከት ንተሳተፍቲ መብርሂ ሂቡ።
ኣብ መብርሂኦም ኣብ ሓፈሻዊ ኵነታት ሃገራዊ ምምኽኻር መሰረት ብምግባር ፀብፃብ ምስራሕ ከምዘድሊ ኣፅንኦት ሂቦም።
ኣብቲ መድረኽ ናይቲ ኮሚሽን ኣርባዕተ ዓመት ኣፈፃፅማ፣ መፃኢ ትልሚታት ምስ መራኸቢ ሓፋሻት ስራሕቲ ብምሕዝነት ብክኢላታት ኮሚሽን ቀሪቡን ተዘ ተካይድሉ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ፌስቡክ FBC Tigrigna
መርበብ ሓበሬታ www.fanamc.com/tigrigna
ቴሌግራም t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾኑ ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.