Fana: At a Speed of Life!

ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም አግሊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት ፣2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ኣርሰናል ኣሮን ራሜሴ ካብ ኩዕሶ እግሪ ዓለም ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ።
ኣብ ሜክሲካዊት ክለብ እናተፃወተ ዝነበረ ራምሴ ኣብ 35 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
እዚ ተፃዋታይ ንኣርሰናል፣ ጁቬንቱስ፣ ኖቲንግሃም ፎረስት፣ ካርዲፍ ሲቲን ሬንጀርስን ዝኣመሰላ ክለባት ተፃዊቱ እዩ።
ራምሴ ምስ ኣርሰናል ኮይኑ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕን ኮሚኒቲ ሺልድን ተዓዊቱ።
ካብ ክለብ ጣሊያን ጁቬንቱስ ድማ ሰሪ ኣን ኮፓ ኢጣልያን ፅውዓት ምዕዋቱ ይዝኸር።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.