Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ፅባሕ ክፍፀም ኢዩ፡፡

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ፅባሕ ቀትሪ ሰዓት 8 ኣብ ቤተ ክርስቲያን እንጦጦ ኪዳነምህረት ከምዝፍፀም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

ኣንጋፋዋ ዲፕሎማት ኣምባሳደር ቆንጂት ብሕክምና እናተሓገዛ ፀኒሐን 29 መጋቢት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላየን ይዝከር።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.