Fana: At a Speed of Life!

ወሽመጥ ሆርሙዝ ንኩሎም መርከባት ንግዲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሊባኖስ ዝተገበረ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ስዒቡ ወሽመጥ ሆርሙዝ ምኹለን መራኽብ ንግዲ ክፍቲ ከምዝኾነ ኢራን ኣፍሊጣ፡፡

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፀፃኢ ኢራን ከምዘፍለጦ÷ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ እናተተግበረ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ዝኾነ ናይ ንግዲ መርከብ ብሰላም ብወሽመጥ ሆርሙዝ ክሓልፍ ይኽእል ኢዩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.