Fana: At a Speed of Life!

ሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም፡፡

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ ንሌ/ጄ ጥጋቡ ይልማ ኣዛዚ ዋና መምርሒ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ብምዃን ከምዝሾሙዎም ሓበሬታ ፖሊስ እቲ ክልል ኣመልኪቱ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.