Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቻይናዊት ከተማ ቼንዱ ሓድሽ በረራ ካርጎ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቻይናዊት ከተማ ቼንዱ ሓዱሽ በረራ ካርጎ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ።

እቲ ሓዱሽ በረራ ካርጎ፤ ኣብ መንጎ ደቡብ ምዕራብ ቻይናን ኣፍሪካን ሓዱሽ መስመር ትራንስፖርት ካርጎ ዝኸፈተ ምዃኑ ተሓቢሩ።

ኣብ ሞንጎ ምዕራብ ቻይናን ኣፍሪካን ዘሎ ኢኮኖሚያዊ ምትእስሳር ንግዲ ዘጠናኽርን ዝሕግዝን ልዑል ኣበርክቶ ክገብር ከምዝኽእል ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመላኽት።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.