Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 23 ፅባሕ ክቕፅል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 23 ፅባሕ ክቕፅል እዩ።

ኣብዚ ሰሙን በእምነት የሸዋስ፣ ኃይለየሱስ ታደገ፣ ፍቕርተ ወርቁ፣ በረከት መስፍንን ያሬድ ወንድምነህን ምስ ኮኮብ ባንድ ተዓጂቦም ናብቶም ሸሞንተ ተወዳደርቲ ንምፅንባር ክወዳደሩ እዮም።

ኣብ መወዳእታ እቲ ምዕራፍ ዝተርፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ ናይ 1 ሚልዮን ብር ሽልማት ክዳለወሎም እዩ።

ፅባሕ ዝካየድ ውድድር ካብ ሰዓት 6 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ብክልቲኦም ቴሌቪዥናት ፋናን ብኹሎም ዲጂታል ኣማራፂታት ፋናን ብቐጥታ ፈነወ ይከታተሉና።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.