Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህያብ በዓል ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፃኢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ 2019 ዓ.ም ብዝምልከት ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ በዓል ውህብቶ ኣበርኪቶም።

ብተወሳኺ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ደገፍ ዝግበረሎም ህፃናት፣ ናይ ትምህርቲ ናውቲታት ምብርካቶም ሓበሬታ እቲ ቤት ፅሕፈት የረድእ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.