ማንቸስተር ዩናይትድን ፉልሃምን ነጥቢ ተማቒለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 5ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድን ፉልሃምን 1 ማዕረ ተፈላሊየን።
ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ስታዲየም ክራቨን ኮተጅ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ፉልሃም ሊሳንድሮ ማርቲኔዝ ኣብ ገዛእ ርእሱ ብዘመዝገባ ሸቶ መሪሕነት ሒዛ ነይራ።
ይኹን እምበር ማቲያስ ኩኛ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ብዘመዝገባ ሸቶ ማንቸስተር ዩናይትድ ነጥቢ ተማቒላ ክትወፅእ ክኢላ።