Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ጀሚርና ኢሎም፡፡
እቲ ኣኼባ ብዋናነት ድማ ኣብ ስትራቴጂካዊ ኣንፈት እቲ ፓርቲን ኣብ እዋናዊ ጉዳያትን ዘድሀበ ከምዝኾነ እውን ኣብሪሆም፡፡
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.