ስፔን ምቤልጂዬም፣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ ሎሚ እውን ክቕፅል ኢዩ፡፡

ምሸት ሰዓት 4 ስፔን ምስ ቤልጂዬም ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

ስፔን ኣብ 16 ፀወታ አውዲቕካ ምሕላፍ ንፖርቹጋል ከምኡ እውን ተጋጣሚታ ቤልጂዬም ንኣሰናዳኢት ሃገር ኣሜሪካ ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፃመ ምሕላፈን ይዝከር፡፡

ኣብ 2010 ሻምፒዮን እቲ መድረኽ ዝኾነት ስፔን ዳግም ናብ ዓወት ንምምላስ ትገብሮ ጉዕዞ ንምጥንኻር ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡

Comments (0)
Add Comment