ስፓርት
ሪያል ማድሪድ ንሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ብሓላፍነት ሾይማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ዋና ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም፡፡
ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዓ.ም ዘፅነሖም ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡
እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2010 ክሳብ 2013 ንጋንታ ሪያል ማድሪድ ከምዘሰልጠኑ ይዝከር፡፡
Read More...
ሪያል ማድሪድ ካብ ጋንታታት ዓለም ክባር ጋንታ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ኣብ ዓለምና ክባር ጋንታ ምዃና ፎርብስ ዕላዊ ገይሩ።
ፎርብስ መፅሔት ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፤ ሪያል ማድሪድ ብ9 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ክባር ጋንታ ክትከውን ክኢላ ኢሉ፡፡
ሪያል ማድሪድ ኣብዚ ዓመተ ውድድር ዕዉት እዋን ኣይተሕልፍ እምበር ንሓሙሻይ ተኸታታሊ ዓመት ኣብ ዓለም እታ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ፈላማይ ፀወታ እዚ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብ ተመሳሳሊ ስታዲየም ቀት ሰዓት 10 ወላይታ ድቻ ምስ ነገሌ ኣርሲ ፀወተአን…
ሚኬል ኣርቴታ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ እዚ ዓመት ሽልማት ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝለፀ ኣሰልጣኒ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡
ሚኬል ኣርቴታ ኣብቲ ውድድር ዓመት ምስ ጋንታ ኣርሰናል ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓተረ እንትኸው ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድማ ብጋንትኡ ኣብ ፍፃመ ኣብፂሑ።
ኣርሴን ቬንገር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…
ሻምፒዮን ኣርሰናል ፅዋዕ እትረኽበሉ ዕለት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሕሪ 22 ዓመታት ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ኣርሰናል ሎሚ ፅዋዕ ክትቅበል እያ።
ኣብዚ ሊግ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ካልኣይ ደረጃ ዝሓዘት ኣርሰናል ሎሚ ዓመት ሓንቲ ፀወታ ተሪፍዋ ሻምፕዮን ምዃና ኣረጋጊፃ።
እታ ብኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ እትምራሕ ክለብ ሰሜን ለንደን ካብ ሜድኣ ወፃኢ…
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ምስ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ዕላዊ ገይራ፡፡
ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ኢትሃድ ዓሰርተ ዓመታት ፃንሒት ዝነበሮ እንትኸውን 20 ፅዋዓት ተዓዊቱ፡፡
ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ታሪኽ ማንቼስተር ሲቲ ብዙሓት ፅዋዓት ዝተዓወተ ቀዳማይ ኣሰልጣኒ…
ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስን ብሩክ ኣለማየሁ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ቅድም ኢሎም ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት እቲ ሊግ መቐለ 70 እንደርታ ንሸገር ከተማ 1 ን…