ስፓርት
ባርሴሎና ንጋብርኤል ጄሱስ ካብ ኣርሰናል ኣፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋብርኤል ጄሱስ ካብ ኣርሰናል ምፍራማ ዕላዊ ገይራ።
ባርሴሎና እቲ ተፃዋታይ ንምዝውዋር 8 ነጥቢ 6 ሚልዮን ፓውንድ ወፃኢ ገይራ።
ጋብርኤል ጄሱስ ድማ ኣብታ ጋንታ ክሳብ 2029 ዓ.ም ዝፀንሕ ውዕሊ ፈሪሙ።
ወዲ 29 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ኣርሰናል 123 ግዘ ተሰሊፉ 32 ሸቶታት ኣመዝጊቡ ነይሩ።
ጋብርኤል ጄሱስ ኣርሰናል ድሕሪ 22 ዓመታት ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ዝተዓወተሉ እዋን ኣካል እቲ ጉጅለ ነይሩ።
ምስ…
Read More...
ቼልሲ ኣርጀንቲናዊ ሓላዊ ልዳት ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ኣፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቼልሲ ኣርጀንቲናዊ ሓላዊ ልዳት ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ካብ ኣስቶንቪላ ምፍራሙ ዕላዊ ገይሩ።
ኢሚሊያኖ ማርቲኔዝ ኣብ ምዕራብ ለንደን ንዝርከብ ክለብ ቼልሲ ንኽልተ ዓመት ዘፅንሖ ውዕሊ ተፈራሪሙ።
ቼልሲ ነቲ 33 ዓመት ዝዕድሚኡ ሓላዊ ልዳት ንምፍራም 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ወፃኢ ገይሩ።…
ካልኣይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ሰሙን መርሃ ግበሪ ፀወታታት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ እዮም።
ብመሰረት እዚ ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ከምኡ እውን ቶተንሃም ሆትስፐር ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ዝገብረኦም ፀወታ ብዙሕ ትፅቢት ዝግበረሎም እዮም።
ሊቨርፑል ምስ ኖቲንግሃም ፎረስት ዝገብረኦ ፀወታ፤…
ሊቨርፑል ንብረድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክለብ ሊቨርፑል መርሲሳይድ ንፈረንሳዊ ተፃዋታይ ፀጋማይ ክንፊ ብራድሊ ባርኮላ ካብ ፒኤስጂ
ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሑ።
ሊቨርፑል ነቲ 23 ዓመት ዝዕድሚኡ ተፃዋታይ ብ100 ሚሊየን ፓውንድ ናብ ኣንፊልድ ንምምፃእ ምስ ፈረንሳዊ ክለብ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ።
ኣብ 2023 ካብ ሊዮን ብ38 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ…
ማንቼስተር ሲቲ ንሞሮካዊ ኣዩብ ቡኣዲ ኣፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 20፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማንቼስተር ሲቲ ንሞሮካዊ ተፃዋታይ መንእሰይ ኣዩብ ቡኣዲን ብ85 ነጥቢ 6 ሚሊየን ፓውንድ ካብ ፈረንሳዊ ክለብ ሊል ናብ ኢትሃድ ምምፅኡ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ መንእሰይ ኣብቲ ክለብ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመታት ክፀንሕ ዝኽእል ውዕል ከም ዝፈረመ ተገሊፁ።
ማንቼስተር ሲቲ ነቲ ዝውውር 81 ነጥቢ 4 ሚሊየን…
ኣንፈት ውግእ ዝቕይር፤ እዚ ፍሉይ ወፍሪታት
ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 18፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብህዝባዊነቱ፣ ብስነ-ምግባሩን ሃገር ከይተደፈረት ብሓቦን ብቕዓትን ዓብዪ ታሪኽ ዝፀሓፈ ትካል ህዝቢ እዩ።
እቲ ሰራዊት ሰላምን ድሕነትን ዜጋታት ከምኡውን ዶብን ሉዓላዊነትን ሃገር ብፅንዓት ካብ ምሕላው ብተወሳኺ ኣብ ኣህጉራውን ዓለምለኻውን ተልእኾታት ብዘርኣዮ ብቕዓትን ዝለዓለ ስነ ምግባርን ብራኸን…
ቼልሲ ዓመተ ውድድራ ብደርቢ ምዕራብ ለንደን ክጅትምር እያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ ውድድር 2026/27 ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ዝካየድ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ካብ ሜዳኣ ወፅእ ምስ ፉልሃም ክትገጥም እያ።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብዚ ክረምቲ ሓደሽቲ ኣሰልጠንቲ ብምሻመን፤ እቲ ዓመተ ውድድር ብዓወት ንምጅማር ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ።
ቼልሲ ካብ ሪያል…