ስፓርት
ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ጎዳና ሽማ ክተፅውዕ ዝፀንሐት ኣትሌት የብርጓል መለስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ናይ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ኣትሌት የብርጓል መለስ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ጎዳና ሽማ ክተፅውዕ ፀኒሓ፡፡
አትሌት የብርጓል ካብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ኣትሒዙ ብዙሓት ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት ብምኽፋል ዕውት ውድድራት ኣብ ኣትሌቲክስ ተሳቲፉ እያ።
እታ ኣትሌት ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ተሳቲፋ ንሃገራ መዳልያታት ንክትረኽብ ኣኽኢላ እያ።
ኣብ 2015 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር መላእ ኣፍሪካ…
Read More...
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ውድድር ሻምፒዮና
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሎሚ ውድድር ሻምፒዮና ክጅምር እዩ።
መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ብዓብዩ ስነ ስርዓት ብዕሊ ምኽፋቱ ይዝከር።
ኣብ ፈላመይቲ ዕለት መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን 100 ሜትሮን ከምኡ…
ኣብ ማራቶን ሞሮኮ ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዓብላልነት ተዓዊቶም፡፡
ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ቦኪ ዲሪባ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 52 ሰኮንድን ብምእታው ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ፡፡
ኣትሌት ቶልቻ ተፈራ 2 ሰዓት 8 ደቒቕን 27 ሴኮንድን ብምእታው 2ይ ከምኡ እውን ኣትሌት…
አርሰናል ንወስትሃም ብምስዓር ናብ ፅዋዕ ትገብሮ ጉዕዞ ኣለምሊማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንዌስትሃም ዩናይትድ 1 ን 0 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ብምዝዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡
ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊትሰቶ ሊያንድሮ ትሮሳርድ ኣመዝጊቡዋ፡፡
እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ኣርሰናል ነጥባ ናብ 79 ክብ ብምባል ካብ…
ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንርባምንጭ ከተማ 3 ን 2 ስዒራ።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ወላይታ ድቻ መሳይ ሰለሞን (ክልተ) ን ሙሉቀን ኣዲሱን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ሰለስጸ ነጥቢ ብመሓዝ ወፂኣ።
የአርባምንጭ ከተማን ግቦች አብዱል ራህማን…
በርንሌይን ኣስቶንቪላን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ በርንሌይን ኣስቶንቪላን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ በርንሌይ ሸቶታት ኣንቶኒን ፍሌሚንግን እንተመዝግቡ፤ ብወገን ኣስቶንቪላ ድማ ባርክሌይን ዋትኪንስን ኣመዝጊቦምወን።
ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝተኻየዱ ፀወታታት ክሪስታል…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣክራ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ጋና ኣክራ ኣቲዩ፡፡
ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካብ 100 ክሳብ 10 ሺኽ ሜትሮ ኣብ ዘለዉ ናይ ርሕቐት ውድድራትን ናይ ሜዳ ተግባራት ከምኡ እውን 20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ክትካፈል ኢያ።
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ 2026 ካብ 4 ክሳብ 9…