Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
በዓለ ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on January 19, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነስርዓት፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናንን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታትን ሃገራትን ዝመፅኡ ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ዘተ ንዝመፅእ ወለዶ ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምርካብ ዕድል ዝህብ እዩ – ተዛተይቲ
ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ወነንቲ መንበሪ ገዛ ክኾኑ ዝፈቅድ ኣሰራርሓ ናብ ተግባር ኣትዩ
ጉዕዞ ዲጂታል ኢትዮጵያ ካብ ህንፀት ክእለት ክሳብ ሉኣላውነት ሃገር
ሓምለዋይ ልምዓትን ቱሪዝምን ተስፋ ናይ ፅባሕ ወለዶ
ሉዓላውነት ሃገርን ዋሕስ ሰላም እቲ ዞባን
ዓወታት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ
ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሕ ተራ ትፃወት ኣላ – ኣሜሪካ
Comments
(0)
Add Comment