Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
በዓል ልደት ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on January 7, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ በተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ በዓል ብተኸተልቲ እቲ እምነት ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ካብ ምኽባሩ ብተወሳኺ፥ ማሕበራዊ ርክባት ብምጥንኻር፣ ህያባት ብምልውዋጥን ዝተፀገሙ ብምሕጋዝን ከምዝኽበር ይፍለጥ፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
በዓል መውሊድ ኣብ ዓቢይ መስጊድ ኣንዋር ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
በዓል መውሊድ ኣብ ከተማ ጅማ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ
ፕሬዚዳንት ታዬ አፅቀ ሥላሴ ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መውሊድ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መውሊድ ናይ እንቋዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
መንገዲ ኢኮኖሚያዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ
Comments
(0)
Add Comment