Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on September 15, 2024
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 499 በዓል መውሊድ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና እናተኸበረ ይርከብ።
በዓል መውሊድ፥ ሰናይ ተግባራትን መምርሒ ህይወትን ነቢይ መሓመድ (ሰዓወ) ንምትግባር ብምሕሳብ ዝኽበር በዓል ኢዩ።
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብፍላይ ንኤርትራ ተረባሕነት ዘረጋግፅ እዩ – ኣባላት ፓርቲ ሰማያዊ ማዕበል
ሱ-35 ዘበነዎት ናይ ውግእ ጀታት ንወታደራዊ ዓቕሚ ኢትዮጵያን ዞባዊ ግደኣን ዘዕብዩ እዮም – እስራኤላዊ ጋዜጠኛ ኤዲ ኮሄን
ምሕዝነት ዘፈር መዓድን ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ሓባራዊ ረብሓ የረጋግፅ – ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ
ክሕደት ዝሰዓረ ልዑል ጀግንነት – 24 ጥቅምቲ እንትዝከር
ኣብ 2019 ዝተጠናኸረ ዕቤት ኢኮኖሚ ከምዝህሉ ትፅቢት ይግበር – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ዞባዊ ኣፍሪካ ዩኒቨርሲቲ ፎር ፒስ ሕቡራት ሃገራት ተዛትዮም
ኣብ ክልል ትግራይ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ 30 ጥቅምቲ ጀሚሩ ክኽፈል እዩ
Comments
(0)
Add Comment