Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
በዓል ጥምቀት ኣብ መልላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on January 19, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ በዓል፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብቕዳሰ፣ ፀሎትን ካልኦት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ዝተመረፁ
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ስርዓት ጥዕና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ብኣምር መደመር ዝምራሕ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ወሳኒ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኢትዮጵያ ተወዳዳራይነት ፍርያታት ብምርግጋፅ ኣብነት ዝኸውን ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ንኣፍሪካውያን ኣብ ሓደ ቦታ ናይ ምእካብ ተግባራ እናደልደለት ዝመፅአት ኣዲስ ኣበባ
ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ውፅኢታዊ ንምግባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ
ፎረም ልምዓት ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣብ መቐለ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ንምኽፋት ዘኽእሉ ምድላዋት ይካየዱ ኣለዉ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ተዛቲዮም
Comments
(0)
Add Comment