Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ
By
Gebremariam Weldegerima
on January 19, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት
ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሲዳማ ብፁዕ ኣቡነ ዮሴፍ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ መኩሪያ መርሻዬን ካልኦት ኣመራርሓ እታ ከተማን ተረኺቦም።
ብተወሳኺ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ኣጋይሽ ተረኺቦም።
በብርሃኑ በጋሻው
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ብሄራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ ምሕላው ዘምፅኦ ትርፊ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ – ፕሬዚደንት ታዬ
መንግስቲ ብሄራዊ ረብሓ ንምኽባር ኩሎም ዓቕሚታት እናተጠቐመ ይርከብ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኩለመዳይ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ጭቡጥ ዕቤት ንኽምዝገብ ኣኽኢሉ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰላም ምፅናዕን መፍረያይነት ምድንፋዕን ቀዳማይ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ሓበራዊ ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ
ራኢ ኢትዮጵያ ብዝሓስብ ኣእምሮን ብዝሰርሓ ኣእዳውን እንትምራሕ ይሰምር – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ፕሬዚዳንት ብሩንዲ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
Comments
(0)
Add Comment