Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ፈልሲ ብምትካል ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ተፀዋዕቲ ትካላትን መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ብምስታፍ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እተን ትካላት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ተኸላ ፈልሲ ብተወሳኺ እተን ትካላት ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ከተማን ከባቢኡን ስራሕቲ ግልጋሎት ክረምታዊ ወለንታዊ ኣጀሚረን፡፡

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.