Browsing Category
Uncategorized
ንፅባሕ መሰረት ናይ ሎሚ ሓምለዋይ ኣሰር
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝቕፅል ሰኑይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ብሓደ ልቢን ብሓደ መንፈስን ንሓባራዊ ሃገራዊ ዕላማ ዝለዓሉሉ ታሪኻዊ መዓልቲ እዩ።
እቲ ዝተትሓዘ ጎስጓስ ተኸላ ፈልሲ ሓንቲ ፀሓይ፣ ንወለዶታት ዝሰጋገር ሓምለዋይ ኣሰር ናይ ምንፃፍን መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ…
መፃኢ ዕድል ኢትዮጵያ ኣንፈት ዝውስኑ ኣጀንዳታት ዝህብዎ ትርጉም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ዕላዊ ዝገበሮም ሸሞንተ ኣጀንዳታት ንዘመናት ኣብታ ሃገር ዝነበሩን ሱር ዝሰደዱን መሓውራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ቅርሕንቲታት ብሰላማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ታሪኻዊ መሰረት ዘንብሩ እዮም።
ኣብቲ ጉባኤ…
የሀገር በቀል እሴቶች ዘርፈ-ብዙ አስተዋጽኦ…
ሀገር በቀል እሴቶች፣ ለዘመናት በሕዝቦች ዘንድ ተከብረው የቆዩ፣ የሞራል ልዕልና ያላቸው እና ቂም አልባ ዘላቂ ሰላምን ማውረድ የሚችሉ ፍፁም ፈዋሽ የውይይት መድረኮች ናቸው።
ሀገር በቀል እሴቶቻችን የተለያዩ የፖለቲካና የማኅበረሰብ ክፍሎች ጽንፍ የረገጡ ሐሳቦቻቸውን ይዘው ወደ መካከለኛ…
ዓለም ለኸ ተዓዘብቲ ውሽጢ ሃገር ከይዲ መረፃ ይዕዘቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እናተኻየደ ዝርከብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምዕዛብ ዝተዋፈሩ ዓለም ለኸን ናይ ውሽጢ ሃገርን ተዓዘብቲ ከይዲ ምሃብ ድምፂ ብቕርበት እናተመልከቱ ይርከቡ።
ጉጅለ ተዓዛቢ በዓል መዚ በየነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ኢትዮጵያን መዓልቲ ኣፍሪካን….
ኢትዮጵያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ንኽወፅኣ፣ ንምስረታ ናይ ሕዚ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ትካል ሓድነት ኣፍሪካን ዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ ልዑል ዒዩ፡፡
ኣብ ሞንጎ ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትነትን ንኽጉልብት ኢትዮጵያ ኣብ ሕገ መንግስታ ዓንቀፅ 86(5) ኣፍልጦ ሂባ ኢያ፡፡
እዚ…
ኣቤል ብርሃኑ ናይዚ ዓመት ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ፅዕንቶ ፈጣሪ ጉዕዞ ሽልማት ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ብምግባር ምንቅስቓሳቱ ኣብ ናይ ባዕሉ ዩቲዩብ ዘጋውሕ ኣቤል ብርሃኑ (የወይኗ ልጅ) ኣፍሪካን ጎልደን ኣዋርድስ ናይዚ ዓመት ዝበለፀ ፅዕንቶ ፈጣሪ ኣፍሪካዊ ጉዕዞ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡
ኣቤል ብርሃኑ ኣብዚ ዓመት ዝበለፀ…
ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ፡-
ወጥሪ ማእኸላይ ምብራቕ፡-
👉ኢራን ላዕለዋይ በዓል መዚ ድሕንነት ዓሊ ላሪጃኒ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ሙማቶም ኣረጋጊፃ፡፡
👉ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታኒያሁ ምስ ኣመራርሓ ምክልኻልን ድሕንነትን ዝተዛተዩ እንትኾኑ፣ ኣይሞትኩን ኣለኹ፤ ናይ ፀላእትና መራሕቲ ግን ሓደ ሓደ ብሓደ ንቐጥፍ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዘርባጃን ኣትዩም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳመይቲ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ብምዃን ናብ ኣዘርባጃን ኣትዮም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት እናተጠናኸረ…
ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 48 ስሩዕ ኣኬባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ፡፡
እቲ ኣኼባ “ምርግጋፅ ዘላቒ ቀረብን ፅሬትን ማይ ምዕዋት ሸቶታት ኣጀንዳ 2063” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ክካየድ ፀኒሑ፡፡
ኣባል ሃገራት…
ሴኔጋልን ሞሮኮን ንፍፃመ ጽዋዕ ኣፍሪካ ዝሓለፋሉ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋልን ሞሮኮን ተጋጠምተን ብምስዓር ናብ ፍፃመ ምሕላፈን ኣረጋጊፀን።
ትማሊ ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ዝተጀመረ ፀወታ ሴኔጋልን ግብፂን፤ ሴኔጋል ብብሕታዊት ሸቶ…