ማንቼስተር ሲቲ ምስ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ምስ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ዕላዊ ገይራ፡፡
ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ኢትሃድ ዓሰርተ ዓመታት ፃንሒት ዝነበሮ እንትኸውን 20 ፅዋዓት ተዓዊቱ፡፡
ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ታሪኽ ማንቼስተር ሲቲ ብዙሓት ፅዋዓት ዝተዓወተ ቀዳማይ ኣሰልጣኒ ኢዩ፡፡
ወዲ 55 ዓመት ኣሰልጣኒ ፔፕ፤ ቀፃሊ ሰንበት ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ኢትሃድ ምስ ኣስቶን ቪላ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ካብታ ጋንታ ብዕሊ ክሰናበት ኢዩ።