ማንቼስተር ሲቲ ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ሲቲ ንቼልሲ ብምስዓር ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ዓመተ ውድድር 2025/26 ኮይና፡፡
ሰዓት 11 ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ዝተኻደ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ብሕታዊት ሸቶ ማንቼስተር ሲቲ ኣንቷን ሴሜንዮ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ድሕሪ 2023 ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ዘሳኸዐት ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ መድረኽ ንሻምናይ ግዘ ሻምፒዮን ክትከውን ክኢላ፡፡