Fana: At a Speed of Life!

ምስ እስራኤል ምትሕብባርና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተጠናኺሩ ቐፂሉ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌድዮን ሳር ዘትዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌድዮን ሳር ርክብ ኢትዮ-እስራኤል ዕውት ዘተ ኣካይድና ኢሎም፡፡

ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ሃገራት ብመሰረት ታሪኽ ዝተሃነፀ ነዊሕ ዘበን ዝፀንሐ ርክብ ሎሚ እውን ቐፂሉ ክብሉ ብምግላፅ÷ ሎሚ ምትሕብባርና ብኢኮኖሚ፣ ፖለቲካዊ፣ ዲፕሎማሲያዊ፣ ማሕበራዊን ካልኦት ዓውዲታት ተጠናኺሩ ቐፂሉ ኢሎም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.