Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣምባሳደር ቆንጂት ስነጊዮርጊስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተክርስቲያን ኪዳነ ምህረት እንጦጦ ተፈፂሙ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ፤ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

ኣምባሳደር ቆንጂት፤ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ካብ 1950ታት ካብ ሸገን ዕድሚአን ጀሚረን ካብ ዴስክ ኦፊሰርነት ክሳብ ላዕለዋይ ኣመራርሓን ኣምባሳደርነትን ንሃገረን ኣገልገሊን ኢየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.