ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ “ውፅኢት ሚድያ ንህንፀት ያታ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ኢትዮጵያ ካብ ዘመዝገበቶም ዓወታት ለውጢ እቲ ሓደ ትካላት ሓያልን ኣድማዕን መግለፂ ክኾኑ ምግባር እንትኾን፤ ካብዚኦም ውሽጢ መራኸብቲ ሓፋሽ ከም ኣብነት ምዃነን ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር አረዲኡ፡፡