ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲ ዘትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝበልዎ፤ ብዞባ፣ ክልልን ከተማታትን ዝተኻየዱ ዘተታት ዝቀፀለ ሎሚ ብብርኪ ፌዴራል ኣካይድና ኢሎም።
እዚ መድረኽ ኣብ ኩሉ ደረጃታት ዝተኣከቡ ጉዳያትን ዓውዲ ንግዲን ሓሳባትን ብብርኪ ሃገር ትልሚታትን ሸቶታት እታወታት ንኽኾኑ ንምሕዋስ ዝተዳለወ ምዃኑ ኣረዲም።
Facebook FBC Tigrigna
Website www.fanamc.com/tigrigna
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana