ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽህ መሓሙድ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽህ መሓሙድ ሎሚ ወጋሕታ ረኺበ ኣብ ዘለዉና ሓበራዊ ጠለባት ኣብ ዘለና ዞባዊ ጉዳያት ተዛቲና ኢሎም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባና ሰላምን ምርግጋእን ኢሉ እውን ልመዓት ንምርግጋፅ ዘለና ፅኑዕ ቅዋም ዳግም ኣረጋጊፅና ኢሎም፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna
Facebook kwww.facebook.com/tigrignafana
YouTube www.youtube.com/@fmctigrigna
Telegram t.me/tigrignafana ይከታተሉና፡፡
ኩሉ ግዘ ምሳና ስለዝኾንኩም ነመስግን!