ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኢንቨስተራት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኢንቨስተር ኣሊኮ ዳንጎቴን ቶኒ ኦ. ኢሉሜሉን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ምስ መራሕቲ ውልቀ ሰባት ዓውዲ ወልቀ ኣፍሪካ ብምርኻበይ ሕጉስ ኢየ ኢሎም።
እቶም ኢንቨስተራት ዕብየት ኣፍሪካ እናደገፉ ከምዝርከቡ ኣብ መልእኽቶም ገሊፆም።